ኣብ ሳይንስሳዊ ሕክምና ዝነጥፍን ልዑል ዓለም ለኻዊ ተቐባልነት ዘለዎን ዩኒቨርስቲ Glasgow ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ንዘርኣይዎን ዝዓምዎን ንዘለው ሞያዊ ስነ ምግባርን ህርኩትነትን ግምት ብምውሳድ ክብሪ ዶክትሬት ሂብዎም።

ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ካፍቲ ኩቡር ይንቨርስቲ ንዚ ማዕርግ ምርካቦም ስዒቡ “ከምዚ ካብ ዝኣመሰለ ሃፍታም ውርሻ ካብ ዘለዎ ዩኒቨርሲቲ ናይ ዶክትሬት ክብሪ ምርካበይ ኣዝዩ ክብሪን ታሕጓስን ይስምዓኒ ኢሎም።

See insights and ads

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *