
ሓላፊ መምርሒ ትምህርቲ እቲ ዞባ ኣይተ መስፍን እርካቤ ኣብ 5 ወረዳታት እታ ዞባ ዝርከቡ 1 ሚአቲ ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝትዓፀወ ገሊፆም፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ 1ሽሕን 50ን መምህራን ርእሳነ መምህራን ሱፐርቫይዘርን እውን ብሰንኪ እቲ ህውከት ተመዛቢሎም እዮም፡፡
ወለድ ተመሃሮን ብምኽንያት ምቅርራብ ሃገራዊ ፈተና ስግኣት ስለዘለዎም ብክልልን ፌደራልን መፍትሒ ክወሃቦም ትፅቢት ከም ዝገብሩ እቶም ሓላፊ ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡
0