
(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011)ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተኻየደ መፅናዕቲ ኣብ ክትባት ዝተሓተ እምነት ዘለዎም ከባብታት ምህላዎም የመላኽት፡፡
እቲ መፅናዕቲ ኣብ 140 ሃገራት ካብ ዝርከቡ 140 ሸሕ ሰባት ዝተኻየደ ኾይኑ ኣብ ክታበት ዘሎ እምነት ምንቁልቋል ካብ 10 ሰግኣታት ጥዕና ውድብ ጥዕና ዓለም ምዃኑ የመላኽት፡፡
ክታበት ውሕስ ድዩ ንዝብል ሕቶ እቶም 79 ሚኢታዊ ብጣዕሚ ይስማዕማዕ ዝብል እንትምልሱ 7 ሚኢታዊ ከምዘይስማዕምዑ 14 ድማ ንምውሳን ከምዘፀገሞም ሓቢሮም ይብል ፀብፃብ ቢቢሲ፡፡
0