ኣብ መንጎ ትካላት ጥዕና ዘሎ ምቅብባል ማለት እውን ሪፈራል ዝወሃብ ሕክምና ንተሓከምቲ ንተወሳኺ ወፃእን ምንግልታዕን የቃልዖም ከምዘሎ ሓደ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ፡፡ fm-mekelle March 29, 2019 ሓለፊ ምምሕዳር ፅሬት ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ኣይተ መንግስቱ ሓጋዚ ብ 30 ትካላት ጥዕና ዘሎ ቅብብል ንተሓከምቲ የንገላትዕ ከምዘሎ ዕላዊ ኣብ ዝገበርዎ መፅናዕቲ ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ንሓደ ዓመት ዝተኻየደ መፅናዕቲ ተሓከምቲ ኣብ ቀረብኦም ምርመራን ሕክምናን ኣብ ምርካብ ፀገም ከምዘጋጥሞም የመላኽት ይብል ፀብፃብ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ፡፡ Post Views: 83 0