“ኣብ ልዕሊ ጉድኣት ኣካል ንዝበፅሐ ኩለ መዳያዊ ሃሰያ ንምሕዋይ ትኹረት ሂበ ክሰርሕ’የ” – ትካል ኒው ሆሪዞን።

21 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ትካል ገባሪ ሰናይ ኒው ሆሪዞን ፎር ዲስ ኤቢሊቲ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣብ ልዕሊ ጉድኣት ኣካል ንዝበፅሐ ኩለ መዳያዊ ሃሰያ ንምሕዋይ ትኹረት ሂቡ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ ፡፡

እቲ ትካል ኣብ ዙርያ ህንፀት ዓቕሚ ጉድኣት ኣካል ዝውግኖም ስራሕቲ ኣመልኪቱ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ኣሳሊጡ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *