ኣብ ሃገረ ኣመሪካ ቦስተን ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌታት ተጋሩ 1ይን 3ይን ደረጃ ብምምዝጋብ ተዓዊተን።

ኣፍቲ ትማሊ ቀዳም ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ፎትየን ተስፋይ ብ1:08:46 ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ኮይና ክትዕወት ከላ ትግራወይቲ ኣትሌት ፅጌ ገብረሰላማ ድማ ካልአይቲ ንዘወፀት ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ሰዒባ ብ1:09:06 ሰዓት ብምእታው 3ይ ደረጃ ሒዛ ተዓዊታ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *