ኣብ ሃገረ ስፔን ባርሴሎና ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ CROSS CUNTRY ሙጌረዛ-ኤልጎባየር ፍርያት ትግራይ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ተዓዊቱ።

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ተዓዊቱ ዘሎ ንቲ ዓለምለኸ ቅድድም ጉያ CROSS CUNTRY 30፡34:2. ብዝኾነ ጊዜ ቀዳማይ ብምውፃእ’ዩ።

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ሓድሽ ዓመት 2024 ዓ.ም.ፈ. ንፈለማ እዋን ኣብዚ ዓውደ ቅድድም ጉያ ዝተዓወተ ኣትሌት ተባሂሉ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *