ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ትራንስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣባዲ ሓዲስ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ፡፡ fm-mekelle February 5, 2020 ኣትሌት ኣባዲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 1989 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ማይጨው ከምዝተወለደን ብሰንኪ ሃንደነበታዊ ሕማም ትማሊ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ፡፡ ኣትሌት ኣባዲ ሃዲስ ንሃገሩን ክልሉን ኣዝዩ ተስፋ ዝተነበረሉ ኣትሌት ከምዝነበረን ፅባሕ ኣብ ትዉልዲ ቦትኡ ከተማ ሞኾኒ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፈደሬሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተረኸቡሉ ስነ ስርዓት ቀብሩ ከምዝፍፀም ተፈሊጡሎ፡፡ Post Views: 720 0