ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ስፖርት መስፍን ኢንዳስትርያል ኣትሌት ሓጎስ ገብረሂወት ኣብ ሃገረ ጣልያን ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ 10 ኪ᎐ሜ᎐ ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቱ። fm-mekelle October 19, 2020 ኣብቲ ትማሊ ምሸት ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ 10 ኪ᎐ሜ᎐ ኣስታት 400 ተቀዳደምቲ ኣትሌታት ከምዝተሳተፉን ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ስፖርት መስፍን ኢንዳስትርያል ኣትሌት ሓጎስ ገብረሂወት ኣብቲ ቦታ ተታሒዙ ንዝነበረ ክብረ ወሰን 30:10 ሰከንድ ‒ ብ29:49 ብምእታው ኣመሓይሽዎ ከምዘሎ ተረጋጊፁ። Post Views: 646 0