ኣባላትን ሰራሕተኛታትን ስታፍ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ብሰንኪ ከቢድ ጥምየት ንዝሰሓግ ዘሎ ህዝብና ካብ ናይ ሓደ ዓመት ሙሉእ ደምወዞም 10% ተነክዩ ክወሃበሎም ወሲኖም።

ኣባላትን ሰራሕተኛታትን ስታፍ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንዚ ንምዉሳን ኣብ ዘካየድዎ መድረኽ ከምዝገለፅዎ እቲ ዘሎ ፀገም – ፀገም ኩሉ ትግራዋይʼኳ እንተኾነ ሓያል መኸተ ብምክያድ ህላዉኡ ዘበረኸ ህዝቢ ብሓለንጊ ጥሜት ክስኮን ስለዘይግባእ ኩሉ ወገን ሉዑል ትኹረት ሂቡ ምትሕግጋዙ ከበርኽ ፀዊዖም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *