ኣርጀንቲናዊ ሊዮኔል ኣንድሬስ መሲ (Lionel Andres messi) ን8 ይ ግዜ ብሉፅ ተፃዋታይ ተባሂሉ ሽልማት ባላንዳኦር ተዓዊቱ። admin October 31, 2023 ኣፍቲ ለሚ ምሸት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ሽልማት መሲ ሽልማት ባላንዳኦር ዓመተ 2023 ዓ.ም.ፈ. ን 8ይ ጊዜ ተዓዊቱ’ሎ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።