ኣምባሳደራትን ልኡኻትን ኣውሮፓ ሎሚ መቐለ ኣትዮም።

01 ጳጉሜን 2015 ዓ/ም

እቶም ኣምባሳደራት ካበረ ዴንማርክ፣ኖርወይን ሕብረት ኣውሮፓን ካልኦትን ኾይኖም ኣብ ዓለም ለኸ መዕሮፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ድማ ኣቀባብላ ተገይሮሎም ኣሎ።

እቶም ኣምባሳደራት ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ተራኺቦም ዘትዮም እዮም።

እቲ ዘተ ብቐንዱ ኣብ ተግባራውነትን ስምምዕ ፕሪቶርያን ቐረብ ሰብኣዊ ሓገዝን ተዛመድቲ ጉዳያትን ኣድሂቦም ዘትዮም ኣለዉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *