አብ ዞባ ደቡባዊ ምብራቕ 15 ሽሕ ስኑዕ ብር (ፎርጅድ) ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ።

እቲ ተታሒዙ ዘሎ ስኑዕ 15 ሽሕ ብር ኣብ ዞባ ደቡባዊ ምብራቕ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ድድባ ቁሽት መረብ ሚኢቲ ፖሊስ ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ተፍትሽ ምዃኑ ኣረዲኡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *