አብ ወረዳ ገረዓልታ ጣብያ ማይ ኩሓን ከተማ በዓቲ ዓኮርን ዝርከቡ ሓረስቶት አብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ተዋፊሮም ዝያዳ ተረባሕቲ ይኾኑ ከምዘለው ገሊፆም።

አብታ ወረዳ ዘሎ ብሉፅ ተሞክሮ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ናብ ካልኦት ከባብታት ንምግፋሕ ብኣተሓባበርነት ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ዑደት ተሳሊጡ።

See insights and ads

All reactions:

4040

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *