ንተሓጋገዝ!ንሕወ!ንገስግስ! ብዝብል ቴማ ምጅማር ዕላዊ ወፍሪ መንነት ሐዚ እናተሳለጠ እዩ። admin September 29, 2023 ኣብቲ መድረኽ ፕረዚደንት ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ጌታቸዉ ረዳ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስትን፣ መራሕቲ ሃይማኖትን መራሕቲ ዝተፈላላዩ ፓለቲካዊ ዉድባት ተረኺቦም እዮም። ብቀንዲ እቶት ብምእካብ ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ ዝፍፀሙ መደባት ቱነፂሮም እዮም። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።