13 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም
ብምትሕብባር ምምሕዳር ዞባ መቐለ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋል ሕብረተሰብ ማለት ‘ዉን ማሕበር መንናእሰይ ፣ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ፣ማሕበር ተጋደልቲ ፣ደቂ ስዉኣት ፣ተመለስቲ ሓርበኛታትን ኣባላት 70 እንደርታ ስፖርት ክለብን ዝተዉፃእፅኡ ልዕሊ 542 ግዱሳት ወገናት ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ጣብያ ሕዋነን ኣራ ኣሰገዳን ንስድራ ስዉኣት፣ስድራ ተጋደልቲን ዝተፀገማ ደቂ ኣንስትዮን ሓገዝ ወፍር ዓፂድ ከም ዘሳለጡ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ፀብፂቡ።
104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ



See insights and ads
All reactions:
2020