ነባርነቶም ኣብ ሃገራት ጀርመንን እንግሊዝን ዝኾኑ ድያስፖራ ኣሕዋት ብልዕሊ 500 ሽሕ ብር ወፃኢ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከቡ ኣስታት 1 ሽሕ ተመዛበልቲ ወገናት እንግዶት ምሳሕ ኣካይዶም።

እቶም ጉዱሳት ወገናት ንተዝካር ወላዲኦም ዝተዳለወ እኽለማይ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሜዳ ዓጋመን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝተብሃለ ቦታን ተዓቚቦም ዝርከቡ ኣስታት 1000 ተመዛበልቲ ወገናት ኽዕንገልዎ ምግባሮም ባህታ ከምዝፈጠረሎም ሓቢሮም’ለው ከምፀብፃብ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ዓዲግራት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *