“ትግርኛ ካብ ሓደ ባህልን መንነትን ዝቕዳሕ መግለፂ ሓደ ህዝቢ’ዩ።” – ተንታኒ ፖለቲካ ኤርትራዊ ዮሴፍ ገብረህይወት። admin November 8, 2023 ተንታኒ ፖለቲካ ኤርትራዊ ዮሴፍ ገብረህይወት ኣብ ዕላዊ ገፁ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ ከምዝሓበሮ ” ትግርኛ ትግርኛ’ዩ። ኣብ ኤርትራ ይሃሉ ኣብ ትግራይ ድማ ብመንነት ብታሪኽ ሓደ ህዝቢ’ዩ። ካብዚ ክውንነትን ሓቅን እዚ ወጻኢ፥ ኣብ ኤርትራ ኮነ ትግራይ ደረት ክትገብር ምፍታን ነብሰ ቅትለት’ዩ።” ክብል ሓቢሩ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።