ትግራይ ንሃፍተ ፀጋ ወሓዚ ማይ ኣብ ምጥቃም ድኽምቲ’ያ !

” ኣብ ትግራይ ካብ ዘለው ዓመታዊ ወሓዝቲ

ማይ ካብ 17.8 ቢልዮን ኩቢክ ንቶም 2.8 ጥራይ’ዩ ኣብ ረብሓ ዝውዕል። 15 ቢልዮን ኩቢክ ማይ ምስ ሩባ ናይል ተፀምቢሩ ናብ ሜዲትራልያን ባሕሪ’ዩ ዝፈስስ። እዚ ኹሉ ሃፍተ ፀጋ ማይ ሒዝካ ሰኣን ምስራሕን ብኣግባቡ ንሃፍተ ፀጋ ማይ ምምራሕን ንበለል ዝፈስስ’ዩ።

ስለዝኾነ ንዚ ሃፍተ ፀጋ ማይ ናብ ረብሓ ንምውዓል እንተተደልዩ

👉ሓደሽቲ ስትራቴጂካዊ ፕላንን ፖሊስን ምቕራፅ

👉 ዝተወጠነ ፕላን ብዘይንሕስያ ምትግባር

👉ህዝባውነት ምዕባይ

👉ስራሕትኻ ብውፅኢት ምልካዕ

👉ናይ ስራሕ ባህሊ ምፍጣር ኣገዳሲ’ዩ።” – ዶ/ር ኢንጅነር መሓሪ ገብረዮውሃንስ።👇👇

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *