ትግራወይቲ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ናይ’ዚ ዓመት ብልፅቲ ኣትሌት ዓለም ኮይና ተሓርያ። admin October 26, 2023 ትግራወይቲ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ናይ ዓመተ 2023 ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ብ10000ን 5000ን ሜትሮ ብልፅቲ ኣትሌት ዓለም ኮይና ተሓርያ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።