ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።

እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ናይጀርያ ከምዝዛዘም ቅድመ ግምቶም እኳ እንተንበሩ ግምቶም ግምት ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *