ትማሊ ምሸት ኣብ ሃገረ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ ድያመንድ ሊግ ትግራወይቲ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ተዓዊታ።

28 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ትማሊ ኣብ ሃገረ ቻይና ኣብ ዝተሰላሰለ 1,500 ሜትሮ ቅድድም ጉያ ድያመንድ ሊግ ንቲ ርሕቀት 3፡56፡56 ብምፍፃም ቀዳማይቲ ኮይና ተዓዊታ’ላ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *