“ታሪኻውን ጥንታውን ሆቴል ኣብርሃ ካስትል ከይፈርስ ስግኣት ዘለኩም ወገናት – ‘ኣይትሻቐሉ!’ ኣብ ክፉት መሬት ዝህነፅ’ምበር ዝፈርስ ሓድጊ የለን።” – ትእምት።

ትእምት ኣብ ዕላዊ ገፁ ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ ከምዝሓበሮ ታሪኻውን ጥንታውን ሆቴል ኣብርሃ ካስትል ከይፈርስ ስግኣት ዘለኩም ወገናት – ‘ኣይትሻቐሉ!’ ኣብ ክፉት መሬት ዝህነፅ’ምበር ዝፈርስ ሓድጊ የለን – ክብል ኣፍሊጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *