ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ሓደጋ ድርቂ ልዕሊ ቁጠባዊ ዓቕሙ ብምዃኑ – ማሕበረሰብ ዓለምን ዝምልከቶም ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝን ትንፋስ ህዝቢ ከውሕሱ ፀዊዑ።