ተዓዋታይ ‘ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ 2020’ ጀነራል ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሽልማቶም ድሕሪ ሳልስቲ ኽቕበሉ’ዮም፡፡

ተዓዋታይ ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ 2020 ዓ.ም.ፈ ጀነራል ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ 12 መስከረም 2013 ዓ.ም. ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኦስሎ ኣብ ዝሰላሰል ስነስርዓት ሽልማት ተረኺቦም ሽልማቶም ከምዝርከቡ ንምፍላጥ ተኻኢሉ፡፡ ጀነራል ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዓለምና ብቫይረስ ኮሮና ኣብ ከቢድ ፈተና ኣብ ዝወደቐትሉ እዋን ብዘርኣይዎ ብሉፅ ኣመራርሓ’ዮም ተዓዋታይ ‘ሽልማት ብሪጅ ሜከር 2020’ ኮይኖም ዘለዉ።


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments