ተወከልቲ ቐዋሚ ኮሚቴ ሃፍቲ ተፈጥሮን ኢነርጅን ፌደራል ኣብ ጉዳይ ሕፅረት ማይን ግልጋሎት መብራህትን ምስ ዓበይቲ ዓዲ ከተማ መቐለ ዘተ ተኻይዱ፡ fm-mekelle March 29, 2019 ተሳተፍቲ እቲ መድረክ ዝኾኑ ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ሰፊሕ ፀገም ሕፅረት ማይ ከምዘሎ ብምግላፅ እቲ ፀገም ዘላቒ መፍትሒ ንኽረክብ ትኩረት ሂብኩም ክትሰርሑ ይግባእ ኢሎም፡፡ ተወከልቲ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ በወገኖም ኣብ ከተማ መቐለ ሰፊሕ ፀገም ረብ ፅሩይ ዝስተማይ ከም ዘሎ ምግንነዛቦም ብምግላፅ እቲ ፀገም ብዘላቒ ክፍታሕ ዝኣከብዎ መረዳእታ ንዝምልከቶ ኣካል ከምዘቕርቡ ቃል ኣትዮም ፡፡ Post Views: 89 0