ተቐማጦ ሱዑዲ ዓረብ ዝኾኑ ተወለድቲ ኣፅቢ ወንበርታ ኣባላት ማሕበር በሊጋን ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ብር ን47 ስድራ ስወኣት ብሓገዝ ኣበርኪቶም።

ነባርነቶም ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝኾኑ ተወለድቲ ወረዳ ኣፅቢ ማሕበር በሊጋን ዝኾኑ ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ብር ብምእካብ ን47 ስድራ ስውኣት ንነፍሲ ወከፎም ልዕሊ 25 ሽሕ ብር ኣከፋፊሎም፡፡

እቶም ዝተሓገዙ ስድራ ስውኣት ብወገኖም ነቲ ሓገዝ ልባዊ ምስገነኦም ድሕሪ ምቕራብ ደበስ ስውኣትና ብዘላቕነት ዝረጋገፅ ሰናይ ምምሕዳርን ፍትሕን እንትሰፍን እዩ ኢሎም ከም ፀብ ፃብ ኤመሓት፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *