ተምሃሮ ፉሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ብደረጃ ሃገር ኣብ ዝተኻየደ ሃገር’ ለኸ ውድድር ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጅንን ኢትዮጵያ (STEM) 1ይ ብምውፃእ ተዓዊቶም።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዕላዊ ገፁ ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ ከም ዝሓበሮ ኣብ ሻምናይ ሃገራዊ ዉድድር ማእኸላት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ (STEM) ዝተሳተፉ ጉጅለ ተማሃሮ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ብሮቦቲክስን ብሓፈሻዊ ውድድር ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብብርኪ ሃገር ቀዳሞት ኮይኖም ብምውፃእ ተዓወትቲ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *