“ብውፅኢት ተምሃሮ 12 ክፍሊ ትግራይ ተሓቢነን ተገሪመን።” – ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ። admin November 6, 2023 ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዶ.ር ኪሮስ ጉዑሽ ኣብ ዕላዊ ገፆም ኣብ ዝዘርግሕዎ ፅሑፍ ከምዝገለፅዎ ኣብ ትግራይ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ንዓመታት ካብ ሞንጎ ርሒቖም ዝፀንሑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ንኹለመዳይ ብድሆ በዲሆም እቶም 69.9 ናብ ዪኒቨርስቲ ዝእቱ ውፅኢት ምምዝጋቦም ኣዝየ’የ ተሓቢነ ክብሉ ገሊፆ admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።