” ብሰንኪ ሓይልታት ወረርቲ ልዕሊ 3.1 ቢልዮን ብር ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣጋይሽ ተምሃርኡ ይቕበል’ሎ።” ፕረዚዳንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት።

ፕረዚዳንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶ/ር ዛይድ ነጋሽ ሐዚ ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ተምሃሮ ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ ብሰንኪ ሓይልታት ወረርቲ ልዕሊ 3.1 ቢልዮን ብር ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ኣጋይሽ ተምሃርኡ ይቕበል’ሎ ከምዘሎ ኣፍሊጦም።

ዋላ እቲ ዝበፅሐ ጉድኣት ኣዝዩ ከቢድ እንተኮነ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታት እቲ ዩንቨርስቲ ንኹሎም ፀገማት በዲሆም ግልጋሎት እናሃቡ እዮም ክብሉ ወሲኾም ገሊፆም ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *