ብምኽብምኽንያት መበል 49 ዓመት 11 ለካቲት ትማልን ሎምን ንስለ ህላወን ብራኸን ትግራይን ።

ብምኽንያት መበል 49 ዓመት 11 ለካቲት ትማልን ሎምን ንስለ ህላወን ብራኸን ትግራይን ትግራዋይነትን ኽኳሽሑ ብኽብሪ ንዝወደቑ ሰማእታት ንምዝካር ላዕለዎት ሰብ መዚ ውድብን መንግስትን ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ተረኺቦም ሑቕፊ ዕምበባ ኣንቢሮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *