ብምስርት እዚ መበገስን መዛዘምን ኣብ ጎደና ሓወልቲ ሰማእታት ክይኑ
* ሽልማት ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ካብ 1ይ-7ይ ንዝወፁ
ን2ይ = 12ሽሕ
ን3ይ = 10ሽሕ
ን4ይ = 5ሽሕ
ን5ይ = 3ሽሕ
ን6ይ = 2ሽሕ
ን7ይ = 1ሽሕ ብር ክሽለሙ’ዮም።
ሽልማት ማሕበረሰብ ብኽልቲኡ ፆታ ካብ 1ይ-3ይ ንዝተዓወቱ
ን1ይ = 5ሽሕ
ን2ይ = 3ሽሕ
ን3ይ = 2ሽሕ ብር ክሽለሙ’ዮም።
ሽልማት ዊልቸር ተጠቀምቲ ብኽልቲኡ ፆታ ካብ 1ይ-3ይ ንዝተዓወቱ
ን1ይ = 3ሽሕ
ን2ይ = 2ሽሕ
ን3ይ = 1ሽሕ ብር ክሽለሙ’ዮም።
ሽልማት ህፃናት ብኽልቲኡ ፆታ ካብ 1ይ-3ይ ንዝተዓወቱ ድማ
ን1ይ = 2ሽሕ
ን2ይ = 1,500 ሽሕ
ን3ይ = 1ሽሕ ብር ክምዝሽልም ትካል ፍሬምናጦስ ኣፍሊጡ።