ብልዕሊ 180 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ዘመናዊ ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ውግኣት ተጋደልቲ ተሃኒፁ።

ዜና 06 01 2016 ዓ/ም

ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ውግኣት ተጋደልቲ ብልዕሊ 180 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ዘመናዊ ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ውግኣት ተጋደልቲ ተሃኒፁ ንግልጋሎት ድልው ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ሕውየትን እግሪ ምትካልን ጉድኣት ኩናት ትግራይ ኣፍሊጡ።

ከቢድ ጉድኣት ዘለዎም ጀጋኑ ተጋደልቲ ማእኸል ንፊዝዮትራፒ ሓዊሱ ንምንቅስቓስ ብዘጥዕም መንገዲ ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ድወት ፀብፂቡ ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *