ብሄራዊ መዓልቲ ሕራነ admin October 18, 2023 ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ማይጨው ስነ ስርዓት መዛዘሚ ብሄራዊ ሓዘንን መርድእን፣ብሄራዊ መዓልቲ ሕራነን ኣካይዱ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።