ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ዝርከቡሉ ተሳተፍቲ ኣብዚ መድረኽ ብሓባር ምርካቦም ንሓበራዊ ምርድዳእን ቀፃሊ ኣፈፃፅማ ልኡኻት እቲ ቤት ፅሕፈትን ኣገዳሲ ምዃኑ ነቲ መድረኽ ብዕሊ ዘጀመሩ ኣይተ ገብረፃድቃን ገብረስላሴ ገሊፆም ዝበለ ኮሙዩኒኬተር ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ።
ኣብዚ መድረኽ ልዕሊ 200 ተሳተፍቲ ዝተረኸቡ ኮይኖም ንዝቕፅሉ ክልተ መዓልታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ብሓዱሽ መንፈስ ናብ ስራሕ ክወፍሩ ድማ ትፅቢት ይተግበር ክንብል ወሲኹ ሓቢሩ’ሎ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ሎሚ 25 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ዝዘርገሖ ፀብፃብ።