ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይን አብ ጉዳይ ንግዲ ዘድሃበ ሓባራዊ ዋዕላ የሳልጡ አለው።

አብ’ቲ ዋዕላ ጭቡጥ ምንቅስቃስ ንግዲ ትግራይን ፤ ህልው ብደሆታቱን ቀፃሊ ተስፍኡን ግደ ተዋሳእቲ አካላትን ዘድሃበ ዋዕላ’ዩ ዝሰላሰል ዘሎ።

ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ዋዕላ ፣ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ፣ ሙሁራት ኣካላትን ሰብ ሞያ ሚድያን ይሳተፋ አለው።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *