“ባንኪ ግእዝ ኣብ ድርኩኺት ብስራት መስራታይነት ይርከብ።” – ማሕበር ኣክስዮን ባንኪ ግእዝ።

ኣተሓባበሪ ጊዝያዊ ኮሚቴ ማሕበር ኣክስዮን ባንኪ ግእዝ አይተ ኣብረሃ ሃይለማርያም ቐዳማይ ዙር ምዕዳል ምስክር ወረቐት መስረቲ ኣብ ዝሃበሉ እዋን ከምዝሓበርዎ እቲ ኣክስዮን ማሕበር ዝተፈላለዩ ፈተናታት እናሓለፈ ኣብ ድርኩኺት ብስራት መስራታይነት ከምዝርከብ ኣፍሊጦም።

ንምምስራት እቲ ባንኪ ብልዑል መንፈስ ዘይተሓለለ ፃዕሪ እናገበሩ ንዝመፁ መስረትቲ አባላት ባንኪ ግእዝ ኣመስጊኖም’ዮም ከም ፀብፃብ ድወት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *