ቢ. ጂ.ኣይ ኢትዮጵያ ኣብ ኣበርገለ ኣጋጢሙ ንዘሎ ከቢድ ሕፅረት ምግቢ ጥሪት ገባር ንምፍዃስ ዝውዕል ሓገዝ መግቢ ጥሪት ኣበርኪቱ።

ራያ ቢራ ቢ.ጂ.ኣይ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣጋጥሙ ዘሎ ድርቂ ስዒቡ ዝተፈጠረ ጥሜት ሰብን ጥሪትን ንምውሓስ ኣብ ዝግበር ዘሎ ምርብራብ ኣብ ልዕሊ ጥሪት ገባር ንዝበፅሕ ሃስያ ንምፉዃስ 800 ኩንታል ቀለብ እንስሳ ናፍታ ወረዳ ብምውሳድ ኣበርኪቱ’ሎ።

ንቲ ሓገዝ መግቢ ጥሪት ዘረከቡ ተወካሊ ቢጂኣይ ኣይተ መኮነን ግርማይ እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ሓገዝ ተጠናኺሩ ኽቕፅል’ዩ ኢሎም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *