ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ አብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ብፕሮግራም ጥሙር ጥዕና ከሰልጥኖም ንዝፀንሑ ሰብ ሞያ ጥዕና ሐዚ ኣብ ከተማ ዓዲግራት የመርቕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

እቶም 359 ተመረቕቲ ሰብ ሞያ ጥሙር ጥዕና 18 ጥሪ 2016 ዓ.ም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ዕዱማት አጋይሽን አብ ዝተረኸብሉ ሐዚ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝመረቑ ዘለው ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ንዝዓነወ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ዳግም ናብ ንቡር ንምምላስ ሓገዝቲ’ዮም ክብሉ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶክተር ፀጋይ በሪሁ ገሊፆም ክትብል ጋዜጠኛ ሜሪ ደምወዝ ፀብፂባ።

See insights and ads

Boost post

All reactions:

2828

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *