ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ተምሃሮ 12 ክፍሊን ኮለጅ መምህራን ዓድዋን ዓብዪ ዓዲን ናይ 2013 ዓ/ም ትምህርቲ ዝጅመረሉ እዋን ዕላዊ ገይሩ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ተምሃሮ 12 ክፍሊ 9 ጥቅምቲ መምህራን ኮለጅ ዓድዋን ዓብዪ ዓዲን ድማ 11 ጥቅምቲ2013 ዓ/ም ትምህርቲ ከምዝጅምሩ ኣፍሊጡ፡፡ ካልኦት ኣብያተ ትምህርቲ እውን ትምህርቲ ክጅምራ ዝተወሰነ እንትኾን እቲ ዝጅምራሉ ዕለት ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡ ናብ መአዲ ትምህርቲ ዝቐርቡ ተምሃሮ መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ብምጥቃም ልዑል ጥንቃቐ ክገብሩ ከምዝግባእ ድማ ኣብቲ እዋን ተሓቢሩ፡፡


1+
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments