ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ዕድል ስራሕ ፈጠራን ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ስነሉበናዊ ሕውየት ፤ መምረሕታት ኣዋጃትን ኣሰራርሓን ስቪል ሰርቪስ መሰረት ዝገበረ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ስልጠና ይህብ ኣሎ። admin November 11, 2023 ኣብ ክላስተር መቐለ ዝርከባ ሸውዓተ ኮሌጃት ንዘምህሩ መምህራንን ፤ ካብ ኩለን ዞባታትን ወረዳታትን ትግራይ ንዝተውፃእፅኡ መዳረግቲ ኣካላት ክልልን ኣብ’ቲ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ ስልጠና ይሳተፉ’ለው። # ጋዜጠኛ ንስሃ ተስፋይ ካብ ከተማ ዓዲ ግራት። All reactions: admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።