ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣብ ሓለዋ ተፈጥራዊ ሃፍቲ ፣ ምዕቃብ ጠልን ምክልኻል ብርሰት ደንን ዘድሃበ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ሐዚ ይመክር ‘ሎ።

እቲ ቢሮ ኣፍቶም ዝተጠቐሱ ዓውደ ስራሕቲ ንጥፈት ዝመክር ዘሎ ምስ ዝምልከቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ፣ ዞቦታትን ወረዳታትን ከምኡ ውን ኣብ ዝተፈላለዩ

ተዛማዲ ዓውደ ስራሕ ምስ ዝነጥፉ ጉዱሳት ኣካላትን ‘ዩ ።

ቀንዲ ሕመረት እቲ መድረኽ ዘተ – ኣብ ሓፈሻዊ ህልው ኩነታት ሃፈቲ ተፈጥሮ ምክልኻል ብርሰት ደንን ምዕቃብ ጠልን ምስ ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋ ድርቅን ኽውገኑ ብዛዕባ ዝግበኦም ንጥፈታት ዘተኮረ ‘ዩ።

#ጋዜጠኛ ንስሃ ተሰፋይ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *