በይነ መንግስታት ንልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ /ኢጋድ/ ቅድሚ ሕዚ ብዛኣተዎ ቃል መሰረት ኣብ ቀረባ እዋን ዕድጊት ቦንድ 1 ሚኢቲ ሽሕ ዶላር ከምዝፍፅም ኣፍሊጡ፡፡

ኢጋድ ቅድም ክብል ዕድጊት ቦንድ 250 ሽሕ ዶላር ኣሜሪካ ከምዝፍፅም ገሊፁ ኔሩ፡፡

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣምባሳደር ማሕቡብ ሙኣሊም ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኢጋድን ዘሎ ጥንኩር ርክብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ኤቢሲ፡፡


0