በዓል ኣሸንዳ ሓድነትና እነጠናኽረሉ ክኽውን ይግባእ ባእ ኢሎም ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ።

10 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ነዚ ዝገለፁ፣ ቴሌቪዥን ትግራይ ሎሚ 10 ነሓሰ 2015 ዓ/ም”ኣሸንዳ 2015 ዓ.ም ንሰላምን ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ እዩ።

ፕሬዝዳንት ጌታቸው ረዳ ኣተሓሕዞም ባህልታትና እናዓቀብና ፣ ሙሉእ ሰላም ትግራይ ንምርግጋፅን ተመዛበልትና ናብ መረበቶም ንምምላስን እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም።

ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት

10 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *