በዓል መዚ መንገድታት ትግራይ ብኣስታት 100 ሚልዮን ብር ወፃኢ ልዕሊ 100 ኪሎ ሜትር መንገዲ ከምዝፀገነ ኣፍሊጡ። admin November 3, 2023 ፅገና ዝተኻየደሉም መስመር ኣኽሱም ናዕዴር ፣ ኣኽሱም ዓዴት ከምኡ ድማ እንትጮ ዓዲ ኣሕፈሮም ዕዳጋ ዓርቢ ዝወስድ መንገዲ መጓዓዝያ ፀገማት ማሕበረ ቁጠባ እቲ ሕብረተሰብ ኣብ ምፍታሕ ዝለዓለ እጃም ከም ዘለዎ ድማ ተገሊፁ’ሎ ። እቲ መንገዲ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ግልጋሎት ክህብ ከም ዝኽእልን ቑፅፅር እቲ ፅገና ብሰብ ሞያ ዩኒቨርስቲ መቐለ ከም ዝተሳለጠን ድወት ፀብፂቡ ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።