በዓል መስቀል 2016 ዓ/ም ናይ ሰላምን ምሕረትን በዓል ክኸውን ኣቡነ ኢሳያስ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም፡፡

17 መስከረም 2016 ዓ.ም

ሊቀጳጳስ ሃገረ ስብከት ዞባ መቐለ ኣቡነ ኢሳያስ በዓል መስቀል 2016 ዓ/ም ንህዝቢ ትግራይ ናይ ሰላም ምሕረትን በረከትን በዓል ክኾነሉ ሰናይ ትምኒቶም ኣመሓላሊፎም ፡፡

ህዝቢ ትግራይ ኣብዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብ መኸራን ፀበባን ከምዝነበረ ዝገለፁ ኣቡነ ኢሳያስ ፈጣሪ ብርሃን መስቀል ንዓለም ከምዘርኣዮ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ መፃኢኡ ብሩህ ክኸውን ተመንዮም፡፡

ኤመሓት

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *