ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ኢኳቶሪያል ጊኒ ቴዎዶር ኦብያንግ ተመያይጦም፡፡ fm-mekelle June 20, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011)ክልቲኦም መራሕቲ ካብ ክልቲኣውን ዞባውን ጉዳያት ሰላም ትኹረት ጌሮም ተመያይጦም ተባሂሉ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብምኸንያት ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዙርያ ስደተኛታት ምምይያጦም እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት፡፡ Post Views: 100 0