ቀታሊ ኣይተ ሳምሶን ተፈሪ’ዩ ተባሂሉ ብፖሊስ ክህደን ዝፀንሐ ጡርጡር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ።

ዜና 06 01 2016 ዓ/ም

ሓላፊ ማሕበራዊ ጉዳያት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝነበሩ ኣይተ ሳምሶን ተፈሪ ዘቐተለዩ ተባሂሉ ብፖሊስ ክህደን ዝፀንሐ ተጠርጣሪ ኣብ ትሐቲ ቀይዲ ከምዝወዓለ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ሰላምን ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ግርማይ ገብሩ ኣፍሊጦም፡፡

ከም ኣገላልፃ ኣይተ ግርማይ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምውዓል ኣብ ዝተገበረ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ሱታፌ ህዝቢ ዝነኣድ ከምዝነበረ ሓቢሮም።

#ጋዜጠኛ ሓለፎም ንርአ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *