ስድራ ስውኣት ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ሶበያ ልዕሊ 3.6 ሚልዮን ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርኪቱሎም፡፡

ነባርነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዓለም ዝነብሩ ተወለድቲ ወረዳ ጉሎመኸዳ ጣብያ ሶበያ ልዕሊ 3.6 ሚልዮን ብር ኣብታ ጣብያ ንዝርከቡ 157 መራሕቲ ስድራ – ስድራ ስውኣት ንነፍስወከፎም 23,205 ብር ብሓገዝ ተዋሂብዎም’ሎ።

ንስድራ ስዉኣት ዝወከሉ ኣይተ ደስታኣለም ኣሰፋ ንዝተገበረሎም ገንዘባዊ ሓገዝ ብምምስጋን ከምዚ ዓይነት ሰናይ ተግባር ኩሉ ክስዕቦ ከምዝግባእ ሓቢሮም ክብል ሓበሬታን ርክብን ወረዳ ጉሎመኸዳ ፀብፂቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *