ስነ ስርዓት ዑደት ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ admin November 2, 2023 ብምትሕብባር ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝተዳለወ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋል ማሕበረሰብ ዝተውፃፅኡ ኣካላትን ይሳተፉሉ ዘሎ ኣብ ዝተፈላለዩ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ዘድሃበ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።